ኣውስትራልያውያን ኣዝማድ ወይ ቤተሰብ ዘለዎም ዘኽታማት ህጻናት ብኸመይ ቪዛ ክረኽቡ ይኽእሉ (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ)

Source: Getty
ንኣብ ኣውስትራልያ ኣዝማድ/ቤተሰብ ዘለውዎም ዘኽታማት ዝወሃብ ቪዛ The Orphan Relative Visa (subclass 117) ናብ ኣውስትራልያ ክኣትው ንዝደልዩ ሓደስቲ መጻእቲ ዝቐርብ ሓደ ካብ ብዙሓት ኣማራጺታት ቪዛ’ዩ። ናይ ሎሚ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ መን’ዩ The Orphan Relative Visa (subclass 117) ከመልክት ዝምልከቶ ወይ ዝግብኦ ክምልከት’ዩ።
Share