ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ማሕበረ ሰብ ኦርቶዶክስ ከም ጁሊያዊ ኣቆጻጽራ ዓመት፡ ልደት የሱስ ክርስቶስ ብዕለት 7 ጥሪ ኣኽቢሮም ዊዒሎም፡፣ ስርዓተ ቅዳሴ፣ ምሳሕ፡ ናይ ቤተ ሰብ ምትእኽካብን ዝገበሩ ክህልዉ ከለዉ መራሕቲ ናይ ተስፋን ሕብረትን መል እኽቲታታ ኣመሓላሊፎም።
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

