Credit: Source: AFP / SAEED KHAN/AFP via Getty Imagesኣውስትራሊያዊያን ዳርጋ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰሙን ኣብ ኣገዳሲ ጉዳያት ድምጾም እናስምዑ ኣብ ጐደናታት ሰላማዊ ሰልፊ የዘውትሩ። ተቓውሞ ምግባር ብመሰረቱ ዘይሕጋዊ ኣይኮነን ፤ ተቓወምቲ ግን ሓሓሊፎም ንዶባት ሕጊ ብኽቱር ክጥሕሱ ወይ ወይ ጸረ ሕብረተሰባዊ ባህርያት ከርእዩ ይኽእሉ እዮም ። ተቓውሞ ኣብተስምዕሉ ፣ ናብ ጸገም ናይ ምእታው ዕድልኩም ኣብቲ ዘለኻዮ ቦታን ኣብ ጠባይኩምን እዩ ዝምርኮስ ።
Published
By Melissa Compagnoni
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣውስትራሊያዊያን ዳርጋ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰሙን ኣብ ኣገዳሲ ጉዳያት ድምጾም እናስምዑ ኣብ ጐደናታት ሰላማዊ ሰልፊ የዘውትሩ። ተቓውሞ ምግባር ብመሰረቱ ዘይሕጋዊ ኣይኮነን ፤ ተቓወምቲ ግን ሓሓሊፎም ንዶባት ሕጊ ብኽቱር ክጥሕሱ ወይ ወይ ጸረ ሕብረተሰባዊ ባህርያት ከርእዩ ይኽእሉ እዮም ። ተቓውሞ ኣብተስምዕሉ ፣ ናብ ጸገም ናይ ምእታው ዕድልኩም ኣብቲ ዘለኻዮ ቦታን ኣብ ጠባይኩምን እዩ ዝምርኮስ ።