ገምጋም መወዳእታ ዓመት (2022)፡ ተፈጥሮኣዊ ዕንወታትን ግጭታት ዓለምን ንፖለቲከኛታት ዝጸመዱ ክስተታት

Source: SBS / SBS News
ካብ ግጭታት ኣብ ካልኦት ክፋላት ዓለም ናብ ተፈጥሮኣዊ ዕንወታት ኣብ ዓዲ፡ ክልቲኦም ዘቤታውን ግሎባውን ክስተታት ኣብ 2022 ኣብ ኣእምሮ ፈደራል ፖለቲከኛታት ኣውስትራልያ ተመላሊሶም። ኣውስትራልያውያን ኣብ ወርሒ ግንቦት ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር መሪጾም፡ እንተኾነ ግን ዘየቋርጹ ሕቶታት ብዛዕባ ባህልን ስነምግባርን ኣብ ኣዳራሽ ባይቶ ወይ ፓርላመንት ሃውስ ኣብ'ዚ ዓመት ብዓብላሊ ቀጺሎም።
Share