እስራኤል 10 ሰባት ዝቐተለ ንወሽመጥ ቓዛ ብመጥቃዕታት ሚሳይል ድሕሪ ምድብዳባ ውድብ ፍልስጤማዊ እስላማዊ ጂሃድ (ፒኣይጀይ) ልዕሊ 100 ተወንጨፍቲ ሮኬታት ካብ’ቲ ወሽመጥ ተኲሱ። ኣብ’ቲ ምምሕዳር ካልእ ኲናት ክህሉ’ዩ ዝብል ፍርሒ ኣብ ዝሰፈነሉ ሰብመዚ ዓለም እቲ ኩነታት ክሃድእ መጸዋዕታ የቕርቡ።
Share

Published
By Brooke Young
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends
