ሓገዝ ብመንእሰያት ንመንእሰያት፡ ዕላል ምስ ፍቄ ደበሳይን ዩኤል በየነን

ፍቄ ደበሳይ፡ ዩኤል በየነ
ኣብ መልበርን - አውስትራሊያ ናይ ሓደ ጉጅለ መንእሰያት መራሕቲ ዝኾኑ ዩኤል በየነን ፍቄ ደበሳይን ብዛዕባ ብ ኣልኮላዊ መስተ፡ ሓሽሽን ብእኡ ኣቢሉ ድማ ናይ ኣእምሮ ሕማም ዝጥቅዑ መንእሰያት ንምድሓን በቶም መንእሰያት ንመንእሰያት ንምሕጋዝ ዝገብርዎ ዘለዉ ንጥፈታት ዝምልከት ሓሳቦም ኣካፊሎሙና ኣለዉ።
Share