SKIP TO MAIN CONTENT

ሓያልን ድኹምን ፓስፖርት ሃገራት

Feature
Source: Australia passport (AAP)

ሓይሊ ፓስፖርት ሓንቲ ሃገር፡ ብመጠን ነቲ ፓስፖርት ሒዝካ ትኣትወለን ብዝሒ ሃገራት እዩ ዝዕቀን። ኣብዚ ሰሙን ዝወጸ ሓደ ጸብጻብ፡ ናይ ኣውስትራሊያ ፓስፖርት ብድልዳለኡ ኣብ ዓለም ካብተን 7 ኣብ ዝለዓለ ተርታ ዝተሰርዓ ሃገራት ኮይኑ ኣሎ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ብዝሒ ንኣውስትራሊያዊ ዜግነት ክረኽቡ ዝጽበዩ ዘለዉን ኣብ መስርሕ ዝርከቡን 189,000 ሰባት ምብጻሑ መንግስቲ ኣፍሊጥሉ ኣብ ዘሎ እዋን እዩ። እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ ደረጃ ፓስፖርት ኣውስትራሊያን ናይ ካልኦት ሃገራትን ክምልከት እዩ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓይሊ ፓስፖርት ሓንቲ ሃገር፡ ብመጠን ነቲ ፓስፖርት ሒዝካ ትኣትወለን ብዝሒ ሃገራት እዩ ዝዕቀን። ኣብዚ ሰሙን ዝወጸ ሓደ ጸብጻብ፡ ናይ ኣውስትራሊያ ፓስፖርት ብድልዳለኡ ኣብ ዓለም ካብተን 7 ኣብ ዝለዓለ ተርታ ዝተሰርዓ ሃገራት ኮይኑ ኣሎ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ብዝሒ ንኣውስትራሊያዊ ዜግነት ክረኽቡ ዝጽበዩ ዘለዉን ኣብ መስርሕ ዝርከቡን 189,000 ሰባት ምብጻሑ መንግስቲ ኣፍሊጥሉ ኣብ ዘሎ እዋን እዩ። እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ ደረጃ ፓስፖርት ኣውስትራሊያን ናይ ካልኦት ሃገራትን ክምልከት እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now