ናብ ዝበዝሓ ሃገራት ዓለም ክትበጽሕሉ ትኽእሉ ዝበለጸ ፓስፖርት ኣየናይ እዩ፧ ናይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ከ፧

Italian and Australian passports. Source: SBS / SBS Italian
ኣብ ዓለምና ዝኸበሩ ፓስፖርታት ናየኖት ሃገራት’ዮም? እተን ዝተሓተ ክብሪ ዝወሃበን ከ፧ እቶም መለክዒታት እንታይ’ዮም፧ ፓስፖርታት ናይ በዓል ኣውስትራልያ፣ ኢትዮጵያን ኤርትራን ከ ኣበይ ይስርዑ፧ ዝሓለፈ ወርሒ ተርታ ፓስፖርታት ዓለም ዝልክዕ ‘ሄንሊ ፓስፖርት ኢንደክስ’ ወጺኡ ንጃፓን ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ኣቐሚጥዋ፣ ንኣፍጋኒስታን ከኣ ኣብ መወዳእታ።
Share