SKIP TO MAIN CONTENT

“ከም ኤርትራዊያን እዚ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ወሪዱ ዘሎ ሕሰም ኣይንቕበሎን’ና ነቲ ህዝቢ ምሳኻ ኣለና ምባል ነዊሕ ጽልኢ ከይፍጠር ዝገብር’ዩ።” ጳውሎስ በዓታይ

Statement of Concerned Eritreans about the involvement of Eritrea on Ethiopian Civil War
Source: Pawlos Tesfagiorgis

ኣብዚ ቕምያት፡ ሰማንያ ዝኾኑ ኣብዝተፈላለዩ ሃገራት ዝነብሩ ምሁራት ኤርትራዊያን ንምትእትታው ኤርትራ ኣብ ሕድሕድ ኲናት ኢትዮጵያ ዝኹንን መግለጺ ኣውጺኦም ኔሮም። ኣቶ ጳውሎስ ተስፋግዮርጊስ (በዓታይ) ሓደ ካብቶም ፈረምቲ ናይቲ መግለጺ ኮይኑ፡ ብዛዕባ እቲ ዝፈረሙሉ መግለጺን ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዝፍጸም ዘሎ ኩነታት መብርሂ ሂቡ ኣሎ። ኣቶ ጳውሎስ በዓታይ፡ ኣብ እዋን ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንልዕሊ 15 ዓመታት ማሕበር ረዲኤት ኤርትራ ዝመስረተን ዝመርሐን፡ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ዝመሃረ፡ ኣብ ምርቃቕ ቅዋም ኤርትራ እተሳተፈን፡ ካብቶም ብ G13 ተባሂሎም ዝፍለጡ ኣብ መንጎ ፕ/ኢሳያስ ኣፈወርቂን ላዕለዎት መራሕቲ ህዝባዊ ግንባርን ዝተፈጥረ ባእሲ ክዓርቁ ዝፈተኑ’ዩ። ኣብዝተፈላለዩ ዓለምለኻዊ ስራሓት ዝሰርሐ ሰፊሕ ተመኩሮ ዘለዎ ምሁር እዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዚ ቕምያት፡ ሰማንያ ዝኾኑ ኣብዝተፈላለዩ ሃገራት ዝነብሩ ምሁራት ኤርትራዊያን ንምትእትታው ኤርትራ ኣብ ሕድሕድ ኲናት ኢትዮጵያ ዝኹንን መግለጺ ኣውጺኦም ኔሮም። ኣቶ ጳውሎስ ተስፋግዮርጊስ (በዓታይ) ሓደ ካብቶም ፈረምቲ ናይቲ መግለጺ ኮይኑ፡ ብዛዕባ እቲ ዝፈረሙሉ መግለጺን ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዝፍጸም ዘሎ ኩነታት መብርሂ ሂቡ ኣሎ። ኣቶ ጳውሎስ በዓታይ፡ ኣብ እዋን ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንልዕሊ 15 ዓመታት ማሕበር ረዲኤት ኤርትራ ዝመስረተን ዝመርሐን፡ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ዝመሃረ፡ ኣብ ምርቃቕ ቅዋም ኤርትራ እተሳተፈን፡ ካብቶም ብ G13 ተባሂሎም ዝፍለጡ ኣብ መንጎ ፕ/ኢሳያስ ኣፈወርቂን ላዕለዎት መራሕቲ ህዝባዊ ግንባርን ዝተፈጥረ ባእሲ ክዓርቁ ዝፈተኑ’ዩ። ኣብዝተፈላለዩ ዓለምለኻዊ ስራሓት ዝሰርሐ ሰፊሕ ተመኩሮ ዘለዎ ምሁር እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now