SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ላዕዋይ ደረጃ ምህርቲ ንምምሃር ልቓሕ ብኸመይ ይርከብ? (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Graduate
Graduates Source: AAP

ኣብ ላዕለዋይ ትምህርቲ ንምምሃር ዝኽፈል ገንዘብ ካብ ምሉእ ዓለም ዝኸበረ ኣብ ኣውስትራሊያ እዩ። ካብቶም ዝፍቀደሎም እቶም 90 ሚእታዊ ልቓሕ ተለቂሖም ትምህርቶም ክቕጽሉ ዝገብሩ እምበኣር ክብሪ እቲ ኣብ ላዕለዋይ ትምህርቲ ንኽመሃሩ ዝኽፈል ገንዘብ ስለዘገድዶም’ዩ። ንክፍሊት ናይ ላዕለዋይ ትምህርቲ ብመልክዕ ልቓሕ ወይውን ማህደረ ትምህርቲ (scholarships) ክርከብውን ይከኣል’ዩ። ኣብ ኣውስትራሊኣ ናብ ላዕለዋይ ትምህርቲ ኣቲኻ ንክትመሃር ብመልክዕ ልቓሕ ይኹን ማህደረ ትምህርቲ ብኸመይ ከምዝርከብ እዚ ዝስ ዕብ ትህዝቶ ክገልጽ እዩ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ላዕለዋይ ትምህርቲ ንምምሃር ዝኽፈል ገንዘብ ካብ ምሉእ ዓለም ዝኸበረ ኣብ ኣውስትራሊያ እዩ። ካብቶም ዝፍቀደሎም እቶም 90 ሚእታዊ ልቓሕ ተለቂሖም ትምህርቶም ክቕጽሉ ዝገብሩ እምበኣር ክብሪ እቲ ኣብ ላዕለዋይ ትምህርቲ ንኽመሃሩ ዝኽፈል ገንዘብ ስለዘገድዶም’ዩ። ንክፍሊት ናይ ላዕለዋይ ትምህርቲ ብመልክዕ ልቓሕ ወይውን ማህደረ ትምህርቲ (scholarships) ክርከብውን ይከኣል’ዩ። ኣብ ኣውስትራሊኣ ናብ ላዕለዋይ ትምህርቲ ኣቲኻ ንክትመሃር ብመልክዕ ልቓሕ ይኹን ማህደረ ትምህርቲ ብኸመይ ከምዝርከብ እዚ ዝስ ዕብ ትህዝቶ ክገልጽ እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now