ጸብጻብ ኩነታት ሰላም ሃገራት ወጺኡ።

A display of Aurora Borealis in Iceland, the most peaceful country in the world Source: Getty
ዓለምለኻዊ መሐበሪ ሰላም ናይ ሃገራት ጸብጻብ ወጺኡ ኣሎ ። ኣውስትራሊያ ኣብቲ ሰላም ዝዓዘዘን ሃገራት ዝርዝር ወሪዳ ክትርከብከላ ካብተን 10 ቀዳሞት ሰላም ዘለወን ሃገራት ተሰሪዐን ካብዘለዋ ሃገራት ኣውሮጳ ኮይነን ኣለዋ ብሓፈሻ ገምጋም ናይ ዓለም ሰላም እናጎደለ ይኸይድ ኣሎ ። ዕላማ ናይዚ ፡ ነቲ ዓለም ናብ ሰላም እትገብሮ ኣተኩሮ ፡ ኣወንታዊ ፡ ክብጻሕ ከምዝኽእልን ዝተጨበጠን መዐቀኒ ሰብኣዊ ድሕነትን ዕቤትን ንምጉላሕ እዩ ።
Share