Source: Getty Imagesብዓለም ለኸ ሕጊ ንመጥቃዕቲ ደቂሰብ ከይውዕል ዝተኸልከለ ጻዕዳ ፎስፈረስ ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ህጻናት ዝርከቡዎም ሰላማውያን ሰባት ተርከፍኪፉ። ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ትግራይ ሽም ዝተቐትሉ 326 መራሕቲ ሃይማኖት ከም ዝሰነደ ኣፍሊጡ።
ብዓለም ለኸ ሕጊ ንመጥቃዕቲ ደቂሰብ ከይውዕል ዝተኸልከለ ጻዕዳ ፎስፈረስ ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ህጻናት ዝርከቡዎም ሰላማውያን ሰባት ተርከፍኪፉ። ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ትግራይ ሽም ዝተቐትሉ 326 መራሕቲ ሃይማኖት ከም ዝሰነደ ኣፍሊጡ።