Source: Daniel Habtayካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል፥ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝቖመ ብዛዕባ መሪሕነት ስልጠና ዝህብ “Josef Leadership Academy” መስራቲን ኣካያዲን ረቨረንድ ዳኒኤል ሃብታይ ብዛዕባ እቲ ትካልን ዝህቦ ኣገልግሎትን ከምኡውን ብዛዕባ ፍልጠትን ኣድላዪነትን መሪሕነት ዝምልከት ሓሳብ ኣካፊሉ ኣሎ፡ ኣብዚ ክስማዕ ይከኣል’ዩ።
ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል፥ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝቖመ ብዛዕባ መሪሕነት ስልጠና ዝህብ “Josef Leadership Academy” መስራቲን ኣካያዲን ረቨረንድ ዳኒኤል ሃብታይ ብዛዕባ እቲ ትካልን ዝህቦ ኣገልግሎትን ከምኡውን ብዛዕባ ፍልጠትን ኣድላዪነትን መሪሕነት ዝምልከት ሓሳብ ኣካፊሉ ኣሎ፡ ኣብዚ ክስማዕ ይከኣል’ዩ።