SKIP TO MAIN CONTENT

ኣፍሪቃዊ ምርኢት ፋሽን ኣብ ከተማ ፐርዝ

Safuratu Bakare at the African Fashion Show (Rodwell Nagara).jpg
ሳፉራቱ ባካረ ኣብ'ቲ ኣፍሪቃዊ ምርኢት Credit: RODWELL

ኣፍሪቃዊ መበቆል ዘለዎም ክኢላታት ቅዲ ፋሽን ኣብ ከተማ ፐርዝ ፍርያቶም ብመልክዕ ዘመናውያን ቅዲታት ብምቕራብ ንባህሊ ሓድሽ ህይወት ክሶኽዑ ይጥቀምሉ’ለዉ። እዞም ኣብ'ዚ ምርኢት ፋሽን ዝቐረቡ ፍርያት ነቶም ኣፍሪቃዊ ድሕረ ባይታ ዘለዎም ምስ ኣፍሪቃዊ መበቆሎም ዝተኣሳሰር ውርሻታቶም ኮሪዖም ከብዕልዎም ክሕግዞም እንከሎ ነቶም ካልኦት ከኣ ምስ’ዞም ቅድታት ክላለዩን ዕድል ፈጢሩሎም ኣሎ።

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ኣፍሪቃዊ መበቆል ዘለዎም ክኢላታት ቅዲ ፋሽን ኣብ ከተማ ፐርዝ ፍርያቶም ብመልክዕ ዘመናውያን ቅዲታት ብምቕራብ ንባህሊ ሓድሽ ህይወት ክሶኽዑ ይጥቀምሉ’ለዉ። እዞም ኣብ'ዚ ምርኢት ፋሽን ዝቐረቡ ፍርያት ነቶም ኣፍሪቃዊ ድሕረ ባይታ ዘለዎም ምስ ኣፍሪቃዊ መበቆሎም ዝተኣሳሰር ውርሻታቶም ኮሪዖም ከብዕልዎም ክሕግዞም እንከሎ ነቶም ካልኦት ከኣ ምስ’ዞም ቅድታት ክላለዩን ዕድል ፈጢሩሎም ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now