Source: Getty Imagesገለ ካብ ፍጻሜታት እቲ ድሕሪ ሒደት መዓልታት 3ይ ዓመት ዝረግጽ ዘሎ ሓዱሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ መወዳእታኡ ኣበይ ንምብጻሕ? ማይ ከዝንብ ከምዝኽእል፡ ምድፋር ደቂ ኣንስትዮ ብደቂ ተባዕትዮ ምስ ብሳንጃ ምድፋር ወተሃደራት ምውድዳርን፡ ካልእን። ክሳብ ኣማላጣ አገው ይዋጋእ ከም ዘሎ ንዝርረበሉ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ወሰን ዶብ ይሕሉ ኣሎ ክብል ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ፓርላማኡ ተዛሪቡ ኣሎ። ሳዕቤን ናይዚ ተርእዮ እንታይ ኽኸውን ይኽእል?
ገለ ካብ ፍጻሜታት እቲ ድሕሪ ሒደት መዓልታት 3ይ ዓመት ዝረግጽ ዘሎ ሓዱሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ መወዳእታኡ ኣበይ ንምብጻሕ? ማይ ከዝንብ ከምዝኽእል፡ ምድፋር ደቂ ኣንስትዮ ብደቂ ተባዕትዮ ምስ ብሳንጃ ምድፋር ወተሃደራት ምውድዳርን፡ ካልእን። ክሳብ ኣማላጣ አገው ይዋጋእ ከም ዘሎ ንዝርረበሉ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ወሰን ዶብ ይሕሉ ኣሎ ክብል ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ፓርላማኡ ተዛሪቡ ኣሎ። ሳዕቤን ናይዚ ተርእዮ እንታይ ኽኸውን ይኽእል?