SKIP TO MAIN CONTENT

“‘ህወሓት’ ርእሱ ነቒጹ’ዩ ዘሎ፡ ጁባኡ ድማ እናነቐጸ ምስከደ እናረኣናዮ ክረግፍን ክተፍእን’ዩ።” ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ

Homeland News
Source: ETV

ሎሚ ህዝቢ ትግራይ ናብ ምርጫ ኣብዝኸደሉ ዘሎ መዓልቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብያ ኣሕመድ ምስ ናይ ዉሽጢ ሃገር መዲያ ኣብዝሃቦ ቃለ መሕትት እዚ ኣብ ትግራይ ዝግበር ዘሎ ምርጫ ናይ ቆልዑ ጸወታ እዩ ክብልን ኣብቲ ዝቕጽል ዝግበር ምርጫ ህወሓት እንተዘይተሳቲፉ፡ ሽዕኡ ክንራኸብ ኢና ክብል ፈኪሩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሎሚ ህዝቢ ትግራይ ናብ ምርጫ ኣብዝኸደሉ ዘሎ መዓልቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብያ ኣሕመድ ምስ ናይ ዉሽጢ ሃገር መዲያ ኣብዝሃቦ ቃለ መሕትት እዚ ኣብ ትግራይ ዝግበር ዘሎ ምርጫ ናይ ቆልዑ ጸወታ እዩ ክብልን ኣብቲ ዝቕጽል ዝግበር ምርጫ ህወሓት እንተዘይተሳቲፉ፡ ሽዕኡ ክንራኸብ ኢና ክብል ፈኪሩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now