ፖሊስ ቪክቶርያ አብ ዝመጽእ እዋን አብ ዘካይድዎ ሓደስቲ መስርሓት ምልመላ ብፍላይ አብ’ታ ግዝኣት ካብ ዝርከቡ መንእሰያትን ደቀንስትዮን አፍሪቃውያን ማሕበረሰባት አተኲሩ 'ባህላዊ ብዙሕነት' ክውስኽ ይዕልም አሎ:: እንተኾነ ግን ላዕለዋይ ኣዛዚ/እዚ ፖሊስ ባህላዊ ፍልልያት ወይ ብዙሕነት ክህሉ ተባሂሉ መለክዒታት መእተዊ ስራሕ ንፖሊስ ክቕየሩ አይኮኑን ይብል::
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

