Credit: Dr Berhanብሓሙስ ምሸት ኣብ ምዕራብ መልበርን ኣብ ፉትስክረይ ሓደ ሰብ ብፖሊስ ተተኲስሉ ድሕሪ ምቕታሉ ፡ ብኣማእታት ዝቝጸሩ ሰባት ኣንጻር እቲ ቅትለት ሰላማዊ ሰልፊ ወጺኦም። ኣስታት 200 ዝዀኑ ሰባት ፡ ኣብ ኒከልሰን ስትሪት ኣብ ማእከል ፉትስክረይ ናይቲ ዝተቐትለ ዓብደልፋታሕ ኣሕመድ ስእሊ ሒዞም "ህይወት ጸሊም ይከበር" "Black Lives Matter"ዝብል ጭርሖታት ሒዞም ፡ ዝያዳ ናይ ኣእምሮ ጥዕና ደገፍ ክግበር ጸዊዖም ። ኣብቲ ኣጋጣሚ መደረ ካብ ዘስምዑ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ እቲ ከባቢ ኣብ ክንዲ ብፖሊስ ናይ ኣእምሮ ናይ ጥዕና ሓገዝ ከም ዘድልዮ ገሊጹ ። ነቲ ዘጋጠመ ኩነታትን ኣፍሪቃውያን ዘጋጥሞም ዘሎ ጸገምን ኣብሪሁልና ኣሎ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ብሓሙስ ምሸት ኣብ ምዕራብ መልበርን ኣብ ፉትስክረይ ሓደ ሰብ ብፖሊስ ተተኲስሉ ድሕሪ ምቕታሉ ፡ ብኣማእታት ዝቝጸሩ ሰባት ኣንጻር እቲ ቅትለት ሰላማዊ ሰልፊ ወጺኦም። ኣስታት 200 ዝዀኑ ሰባት ፡ ኣብ ኒከልሰን ስትሪት ኣብ ማእከል ፉትስክረይ ናይቲ ዝተቐትለ ዓብደልፋታሕ ኣሕመድ ስእሊ ሒዞም "ህይወት ጸሊም ይከበር" "Black Lives Matter"ዝብል ጭርሖታት ሒዞም ፡ ዝያዳ ናይ ኣእምሮ ጥዕና ደገፍ ክግበር ጸዊዖም ። ኣብቲ ኣጋጣሚ መደረ ካብ ዘስምዑ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ እቲ ከባቢ ኣብ ክንዲ ብፖሊስ ናይ ኣእምሮ ናይ ጥዕና ሓገዝ ከም ዘድልዮ ገሊጹ ። ነቲ ዘጋጠመ ኩነታትን ኣፍሪቃውያን ዘጋጥሞም ዘሎ ጸገምን ኣብሪሁልና ኣሎ።
Check out our podcast collection here