Source: Suppliedተ/ፕሮፌሰር መረሳ ጸሃየ ተንታኒ ፖለቲካ ካብ ዩኒቨርሲቲ መቐለን ኣቶ ሳልሕ ጋዲ ጆሃር መስራቲ ዓዋተ ዶት ኮምን ተንታትኒ ፖለቲካን ጸሓፊን፥ ኣብ ኢትዮጵያን ዝምዕብል ዘሎ ፖለቲካዊ ኩነታት፡ ንዕኡ ስዒቡ ናይ ትግራይ ሃገር ናይ ምዃን ጉዕዞን፥ በዚ ዝኸይድ ዘሎ ኩነታት ኣብቲ ዞባ ኣብዚ ቅሩብ እዋን ክፍጠር ዝኽእል ጂኦ-ፖለቲካዊ ለውጢታት፥ ዝምድና ትግራይን ኤርትራን፡ ሕቶታት ኤርትራዊያን ንመራሕቲ ህወሓት ካልእ ምስኡ ዝተሓሓዝ ዛዕባታት ተላዒሎም ሰፊሕ ዘተ ተጌርሎም ኣሎ። ኣዛታዪ በየነ ሰመረ።
ተ/ፕሮፌሰር መረሳ ጸሃየ ተንታኒ ፖለቲካ ካብ ዩኒቨርሲቲ መቐለን ኣቶ ሳልሕ ጋዲ ጆሃር መስራቲ ዓዋተ ዶት ኮምን ተንታትኒ ፖለቲካን ጸሓፊን፥ ኣብ ኢትዮጵያን ዝምዕብል ዘሎ ፖለቲካዊ ኩነታት፡ ንዕኡ ስዒቡ ናይ ትግራይ ሃገር ናይ ምዃን ጉዕዞን፥ በዚ ዝኸይድ ዘሎ ኩነታት ኣብቲ ዞባ ኣብዚ ቅሩብ እዋን ክፍጠር ዝኽእል ጂኦ-ፖለቲካዊ ለውጢታት፥ ዝምድና ትግራይን ኤርትራን፡ ሕቶታት ኤርትራዊያን ንመራሕቲ ህወሓት ካልእ ምስኡ ዝተሓሓዝ ዛዕባታት ተላዒሎም ሰፊሕ ዘተ ተጌርሎም ኣሎ። ኣዛታዪ በየነ ሰመረ።