ሓደ ሰራሕተኛ ብሮቡዕ 27 ሓምለ 2022 ኣብ መልበርን ዝርከብ ዕዳጋ: ቱፋሕ ንመሸጣ የዳሉ ። Source: AAP / JOEL CARRETT/AAPIMAGEዘጋጠመ ምዕልቕላቕ ማይ ኣብ ፌደራላዊ ባጀት ክሳዕ ክንደይ ዓብዪ ጽልዋ ከም ዘለዎ ዘርኢ ሓድሽ ኣሃዛት ትረዠሪ ወጺኡ። በቲ ዕልቕልቕ ዝጠፍአ ኣእካል ነቲ ዘሎ ዝቕባበ ዘወስኽ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፡ ኣብ ዝቕጽል ሽዱሽተ ኣዋርሕ ፡ ተጠቀምቲ፡ ዋጋ ፍሩታታትን ኣሕምልትን ክውስኽ ምዃኑ ክጽበዩ ከምዘለዎም ተገሊጹ።
Published
By Anna Henderson, Claire Slattery
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ዘጋጠመ ምዕልቕላቕ ማይ ኣብ ፌደራላዊ ባጀት ክሳዕ ክንደይ ዓብዪ ጽልዋ ከም ዘለዎ ዘርኢ ሓድሽ ኣሃዛት ትረዠሪ ወጺኡ። በቲ ዕልቕልቕ ዝጠፍአ ኣእካል ነቲ ዘሎ ዝቕባበ ዘወስኽ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፡ ኣብ ዝቕጽል ሽዱሽተ ኣዋርሕ ፡ ተጠቀምቲ፡ ዋጋ ፍሩታታትን ኣሕምልትን ክውስኽ ምዃኑ ክጽበዩ ከምዘለዎም ተገሊጹ።