Source: Opendoorsusaኣብዚ ቕነ ምስ ቤት ትምህርቲ ዲያእ ኣኽርያ ዝተተሓሓዘ ንዓመታት ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ ቆልዑ ከምዝተፈትሑ ተሰሚዑ ኣሎ። ኣብ ሓሽፈራይ ዝነበሩ ንዓመታት ዝተኣስሩ ኣመንቲ ክርስትናውን ዝሓለፈ ወርሒ ከምዝተፈትሑ ተሰሚዑ። ብዛዕባዚ ኩነታት እናተኸታተሉ ሓበሬታ ምስ ዝህቡ ስዒድ መሓመድን ሃኒባል ዳኒኤልን ዝተገብረ ዝርርብ።
ኣብዚ ቕነ ምስ ቤት ትምህርቲ ዲያእ ኣኽርያ ዝተተሓሓዘ ንዓመታት ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ ቆልዑ ከምዝተፈትሑ ተሰሚዑ ኣሎ። ኣብ ሓሽፈራይ ዝነበሩ ንዓመታት ዝተኣስሩ ኣመንቲ ክርስትናውን ዝሓለፈ ወርሒ ከምዝተፈትሑ ተሰሚዑ። ብዛዕባዚ ኩነታት እናተኸታተሉ ሓበሬታ ምስ ዝህቡ ስዒድ መሓመድን ሃኒባል ዳኒኤልን ዝተገብረ ዝርርብ።