Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

ን10 መዓልታት ኣብ'ቲ ብምኽንያት ኮሮናቫይረስ ዝተዓጸናዮ ናይ ኣቡዳቢ ሆቴል ብሽግለታን ካልእ መሳርሒታትን ኣትይልና ኔሩ:

Cofides team members

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (09/03/2020) * ወዲ 19 ዓመት መንእሰይ ባየልኝ ተሻገር ኣብ ፈለማ ተሳትፎኡ ተዓዋቲ ማራቶን ሎስ ኣንጀለስ ኮይኑ፡ * ዕውትቲ ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ካብ ተሳትፎኣ ኣብ ዙር ሩዋንዳ ምስ ተመልሰት ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ፡ * ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ጋንታታት ቅድድም ብሽክለታ ኣብ ኳራንቲን ክኣትዋ ወይ ክዕሸጋን ውራያት ክስርዛን፡ ንኣካየድቲ ቅድድማት ከኣ ዙራት ክስርዙ ኣገዲድዎም፡ * ገዲም ህቡብ ብራዚላዊ ኮኾብ ኩ/እግሪ ሮናልዲኞ ናብ ፓራጓይ ብናይ ሓሶት ፓስፖርት ክትኣቱ ፈቲንካ ተባሂሉ ምስ ሓው ተታሒዙ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይርከብ፡

Published

Updated

Source: SBS

Share this with family and friends

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (09/03/2020) * ወዲ 19 ዓመት መንእሰይ ባየልኝ ተሻገር ኣብ ፈለማ ተሳትፎኡ ተዓዋቲ ማራቶን ሎስ ኣንጀለስ ኮይኑ፡ * ዕውትቲ ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ካብ ተሳትፎኣ ኣብ ዙር ሩዋንዳ ምስ ተመልሰት ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ፡ * ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ጋንታታት ቅድድም ብሽክለታ ኣብ ኳራንቲን ክኣትዋ ወይ ክዕሸጋን ውራያት ክስርዛን፡ ንኣካየድቲ ቅድድማት ከኣ ዙራት ክስርዙ ኣገዲድዎም፡ * ገዲም ህቡብ ብራዚላዊ ኮኾብ ኩ/እግሪ ሮናልዲኞ ናብ ፓራጓይ ብናይ ሓሶት ፓስፖርት ክትኣቱ ፈቲንካ ተባሂሉ ምስ ሓው ተታሒዙ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይርከብ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now