Credit: SBSኣብ ደቂ ተባዕትዮ ካንሰር ፕሮስቴት እቲ ዝልዓለ ልሙድ ናይ ካንሰር ሕማም እዩ ፡ ኣቐዲምካ እንተተመርሚርካ ግን ብተዛማዲ ንምፍዋሱ ቀሊል እዩ ። ካብ ባህሊን ቋንቋን እተፈልየ ድሕረ-ባይታ ዘለዎም ሰባት ግን ካብ ካልኦት ኣውስትራሊያዊያን ንላዕሊ ብፕሮስቴት ካንሰር ክሓሙ ዝተቓልዑ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም ። ብመሰረት እቲ ናይ ቪክቶርያ ሞናሽ ሩራል ሄልዝ ዝገበሮ ሓድሽ ምርምር እቶም ኣብ ካልእ ሃገር እተወልዱ ሰባት ፡ ኣብቲ ኣብ መባእታ ናይቲ ሕማም ኣገዳሲ ናይ ምርኣይ ኣጋጣሚኦም ክሓልፎም ይኽእሉ እዮም ።
Published
By Angelica Waite
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣብ ደቂ ተባዕትዮ ካንሰር ፕሮስቴት እቲ ዝልዓለ ልሙድ ናይ ካንሰር ሕማም እዩ ፡ ኣቐዲምካ እንተተመርሚርካ ግን ብተዛማዲ ንምፍዋሱ ቀሊል እዩ ። ካብ ባህሊን ቋንቋን እተፈልየ ድሕረ-ባይታ ዘለዎም ሰባት ግን ካብ ካልኦት ኣውስትራሊያዊያን ንላዕሊ ብፕሮስቴት ካንሰር ክሓሙ ዝተቓልዑ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም ። ብመሰረት እቲ ናይ ቪክቶርያ ሞናሽ ሩራል ሄልዝ ዝገበሮ ሓድሽ ምርምር እቶም ኣብ ካልእ ሃገር እተወልዱ ሰባት ፡ ኣብቲ ኣብ መባእታ ናይቲ ሕማም ኣገዳሲ ናይ ምርኣይ ኣጋጣሚኦም ክሓልፎም ይኽእሉ እዮም ።
Check out our podcast collection here