Source: SBS Tigrinya FBዓመተ 2017 ወዲእና ናብ ዓመተ 2018 ኣብ ንሰጋገረሉ ዘለና ሰሙን ኢና ዘለና። ሎሚ ዓመት’ውን ከምቲ ዝሓለፉ ዓመታት ሬዲዮ ኤስ.ቢ.ኤስ. ትግሪኛ፡ ሓያሎ ምሁራት፡ ፖለቲከኛታት፡ ተጣበቕቲ መሰላት፡ ሞያዊያን፡ ስነጥበበኛታትን መራሕቲ ማሕበረሰባትን በብእዋኑ እናዓደመ ንሰማዕቲ ይጠቕሙ'ዮም ዝበሎም ቃለ መሕትታት ኣካይዱ እዩ። ኣብ'ዚ ካልኣይ ክፋል ገለ ካብ'ቲ ምስ ደቂ ኣንስትዮ ዕዱማት ዝተገብረ ቃለ መጠይቓት ንመዘኻኸሪ ቀቀንጪብና መሊስና ናባኹም ከነብሎ ኢና። ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ቃለ መሕትት ክትሰምዕዎ ምስ እትደሊዩ ግና ኣብ www.sbs.com.au/yourlanguage/tigrinya/news-features?language=ti ብምእታው ደጊምኩም እናመረጽኩም ክትሰምዕወን ትኽእሉ ኢኹም።
ዓመተ 2017 ወዲእና ናብ ዓመተ 2018 ኣብ ንሰጋገረሉ ዘለና ሰሙን ኢና ዘለና። ሎሚ ዓመት’ውን ከምቲ ዝሓለፉ ዓመታት ሬዲዮ ኤስ.ቢ.ኤስ. ትግሪኛ፡ ሓያሎ ምሁራት፡ ፖለቲከኛታት፡ ተጣበቕቲ መሰላት፡ ሞያዊያን፡ ስነጥበበኛታትን መራሕቲ ማሕበረሰባትን በብእዋኑ እናዓደመ ንሰማዕቲ ይጠቕሙ'ዮም ዝበሎም ቃለ መሕትታት ኣካይዱ እዩ። ኣብ'ዚ ካልኣይ ክፋል ገለ ካብ'ቲ ምስ ደቂ ኣንስትዮ ዕዱማት ዝተገብረ ቃለ መጠይቓት ንመዘኻኸሪ ቀቀንጪብና መሊስና ናባኹም ከነብሎ ኢና። ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ቃለ መሕትት ክትሰምዕዎ ምስ እትደሊዩ ግና ኣብ www.sbs.com.au/yourlanguage/tigrinya/news-features?language=ti ብምእታው ደጊምኩም እናመረጽኩም ክትሰምዕወን ትኽእሉ ኢኹም።