ቃለ መሕትት ምስ ኣቶ ሳልሕ ዮኑስን ኣቶ ዮሴፍ ገብረህይወትን

Source: SBS Tigrinya (Saleh and Yosief)
ኣቶ ሳልሕ ዮኑስን ኣቶ ዮሴፍ ገብረህይወትን ኣብ ፖለቲካ ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብፍላይ ድማ ኣብ ናይ ኢትዮጵያን ኤርትራን ክጽሕፉን ክዛረቡን ዝጸንሑ ተንተንቲ እዮም። ኣብዚ ምስ ሬድዮ ኤስ ቢ ኤስ ገይረሞ ዘለዉ ጻንሒት፡ ጉዳይ ዶብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኤርትራን ንኽፍታሕ ላዕሊ ታሕቲ ኣብ ዝበሃለሉ ዘሎ እዋን፡ ግብረ መልሲታት ህወሓት ን መንግስቲ ኤርትራን፡ ዝለዓሉ ዘለዉ ሕቶታት ህዝቢን ኣፈታትሖኦምን፡ መንነትን መሬትን ናይቲ ኣብ ዶብ ዝነብር ህዝቢታትን ካልእን ዘትዮም ኣለዉ።
Share