ከዋኽብቲ ወለዶ በዓል መሲ፣ ሮናልዶ፣ በንዘማ ቐጠር ናይ መወዳእትኦም ክትከውን'ያ
Credit: SBS
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት * ክብረወሰን ዝኾነ 25000 ጎየይቲ ኣብ ዝተሳተፍዎ ማራቶን ዳብሊን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብደቀንስትዮ ክዕወታ እንከለዋ ብደቂተባዕትዮ ተኸታቲሎም 2ይን 3ይን ወጺኦም፣ * ሓለፍቲ ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ጊኒ ንውራይ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2025 ኣይተአንግዶን’ያ ኢሎም ድሕሪ ምውሳኖም ካልእ ኣአንጋዲት ሃገር ንምንዳይ ተበግሶ ጀሚሮም፣ * ኣብ ዝሓለፉ ውራያት ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ደሚቖም ዝተራእዩ ሓደ ወለዶ ከዋኽብቲ ኩዕሶ እግሪ፣ ድሕሪ ዋንጫ ዓለም ቐጠር 2022 ካብ ግጥም ክንሰናበት ኢና ክብሉ ድሕሪ ምግላጾም ቐጠር ናይ መወዳእትኦም ክትከውን ትኽእል’ያ
Share