ስምምዕ ቐጠርን ሱዕዲ ዓረብ ምስ መሓዙታ

A handout photograph made available by the Saudi Royal Court shows Saudi Arabia's Crown Prince Mohammed bin Salman attending Source: SAUDI ROYAL COURT/HANDOUT
ንግስነት ሱዕዲ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ቐጠር ኣንቢራቶ ዝጸንሐት ገደብ ዘልዕል ቐጠርን ሱዕዲ ዓረብን ስምምዕ ተፈራሪመን። እዚ ስጉምቲ ሱዕዲ ዓረብን ሰልሰተ ኣዕራብ መሓዙታ ማለት ግብጺ፡ ኢማራት ዓረብን ባሕሬንን ምስ ቐጠር ምሉእ ዲፕሎማሲያዊ ዝምድናኤን ክዕረ እዩ።
Share