ናይ መወዳእታ ጸወታ ዋንጫ ዓለም ዝግበረሉ ስታዲዩም ሉሳይል, ( The Yomiuri Shimbun via AP Images ) Credit: Keita Iijima/APብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ደገፍቲ ኩዕሶ እግሪ ኣብ ምጅማር ግጥም ዋንጫ ዓለም ፊፋ ሰንበት [20 ሕዳ] ክዕዘቡ'ዮም ፡ እዚ ኣብ ሓደ ብዓየይቲ ስደተኛታት ዝተሃንጸ ስታድዩም እዮም ክዕዘብዎ። ቐጠር ነቲ ውድድር ናይ ምእንጋድ መሰል ካብ እትሽለም ንነጀው ፡ ጸብጻብ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ሓያል ምጽብጻብ በጺሑ ኣሎ ።ኣብታ ናይ ወሽመጥ ዓረብ ሃገር ምስ ዘሎ ናይ ሰራሕተኛ ድሕንነት ብዝተሓሓዝ ፡ ብ ግብረ ሰናያዊ ጉጅለታት ዕቤት ከም ዝገብረ ይግንዘቡ እኳ እንተ ኰኑ ፡ ብዛዕባ መጻኢ ግን ስክፍታታት ኣሎ ።
Published
By Ben Lewis
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ደገፍቲ ኩዕሶ እግሪ ኣብ ምጅማር ግጥም ዋንጫ ዓለም ፊፋ ሰንበት [20 ሕዳ] ክዕዘቡ'ዮም ፡ እዚ ኣብ ሓደ ብዓየይቲ ስደተኛታት ዝተሃንጸ ስታድዩም እዮም ክዕዘብዎ። ቐጠር ነቲ ውድድር ናይ ምእንጋድ መሰል ካብ እትሽለም ንነጀው ፡ ጸብጻብ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ሓያል ምጽብጻብ በጺሑ ኣሎ ።ኣብታ ናይ ወሽመጥ ዓረብ ሃገር ምስ ዘሎ ናይ ሰራሕተኛ ድሕንነት ብዝተሓሓዝ ፡ ብ ግብረ ሰናያዊ ጉጅለታት ዕቤት ከም ዝገብረ ይግንዘቡ እኳ እንተ ኰኑ ፡ ብዛዕባ መጻኢ ግን ስክፍታታት ኣሎ ።