SKIP TO MAIN CONTENT

ቀንዲ ቀንዲ ዜናታት ዓመተ 2017 ኣብ ኢትዮጵያ

Ethipian highlights in 2017
Source: BBC Addisstandard Africanews Tkuret Morroccoworldnews EBC Reuters

ዓመተ 2017 ኣብ ኢትዮጵያ ሓንቲ ካብ’ተን ፈተንቲ ዓመታት’ያ እንተተባህለ ምግናን ኣይኮነን ብፍላይ ግጭት ኣብ መንጎ ብሄረሰባት ኣብ ግምት ምስ እተእቱ። ሕጂ ተወዲኣ ብሓድሽ ኣብ እትትከኣሉ እዋን እቶም አገደስቲ ዝበሃሉ ፍጻመታት ምልስ ኢልካ ምርኣይ ዝተለምደ'ዩ። ንሎሚ ብመንጽር ኢትዮጵያ ካብ ፈለማ ወርሒ ጥሪ 2017 ክሳብ'ዚ ሒዝናዮ ዘለና ናይ መወዳእታ ወርሒ ብመራኸቢ ብዙሃን ዓለም ዝለዓለ ቆላሕታ ዝሰሓቡ አየኖት ኔሮም ንዝብል ሓፈሻዊ ምስሊ ክንህብ ኢና።

Published

Updated

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዓመተ 2017 ኣብ ኢትዮጵያ ሓንቲ ካብ’ተን ፈተንቲ ዓመታት’ያ እንተተባህለ ምግናን ኣይኮነን ብፍላይ ግጭት ኣብ መንጎ ብሄረሰባት ኣብ ግምት ምስ እተእቱ። ሕጂ ተወዲኣ ብሓድሽ ኣብ እትትከኣሉ እዋን እቶም አገደስቲ ዝበሃሉ ፍጻመታት ምልስ ኢልካ ምርኣይ ዝተለምደ'ዩ። ንሎሚ ብመንጽር ኢትዮጵያ ካብ ፈለማ ወርሒ ጥሪ 2017 ክሳብ'ዚ ሒዝናዮ ዘለና ናይ መወዳእታ ወርሒ ብመራኸቢ ብዙሃን ዓለም ዝለዓለ ቆላሕታ ዝሰሓቡ አየኖት ኔሮም ንዝብል ሓፈሻዊ ምስሊ ክንህብ ኢና።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now