SKIP TO MAIN CONTENT

ፓላሼ፡ ጓል ኣንስተይቲ ንሳልሳይ እብረ መራሒት ግዝኣት ኮይና ብምምራጻ ታሪኽ ሰሪሓ።

Queensland Election
Kiongozi wa Queensland Annastacia Palaszczuk (kulia) amkumbatia babake Henry Palaszczuk, baada yakushinda uchaguzi wa jimbo la Queensland. Source: AAP

ኣብ ኲንስላንድ ኣብዝተገብረ ምርጫ ፕሪሜር ኣናስታሺያ ፓላሼ ንስላሳይ ግዜ ብምምራጻ ኣብ ኣውስትራሊያ ንፈለማ ግዜ ንሳልሳይ ግዜ ትምረጽ ኣንስተይቲ ብምዃን ታሪኽ ሰሪሓ። ን ዓለማዊ ለበዳ ብዝግባእ ብምብዳሁ ሰልፊ ለበር ዓብላሊ መናብር ብምሓዝ ንመንግስቲ ኲንስላንድ ንዝመጽእ 4 ዓመታት ክመርሕ እዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኲንስላንድ ኣብዝተገብረ ምርጫ ፕሪሜር ኣናስታሺያ ፓላሼ ንስላሳይ ግዜ ብምምራጻ ኣብ ኣውስትራሊያ ንፈለማ ግዜ ንሳልሳይ ግዜ ትምረጽ ኣንስተይቲ ብምዃን ታሪኽ ሰሪሓ። ን ዓለማዊ ለበዳ ብዝግባእ ብምብዳሁ ሰልፊ ለበር ዓብላሊ መናብር ብምሓዝ ንመንግስቲ ኲንስላንድ ንዝመጽእ 4 ዓመታት ክመርሕ እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now