ሳባ ኣብርሃም ሓንቲ ካብ 10 ኣውስትራሊያዊያን ምስ ቀ/ሚኒስተር ኣብ ቀብሪ ንግስቲ ኤልዛቤጥ ክትሳተፍ ምምራጻ ሓጎሳ ትገልጽ።
Queensland Local Hero Saba Abrham Credit: Saba Abrham
ናይ 2022 ናይ ኲንስላንድ ጀግና ተባሂላ ዝተሸለመት ወ/ሮ ሳባ ኣብርሃም ካብቶ 10 ነናይ መዓልቱ ኣውስትራሊያዊያን ተባሂሎም ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንተኒ ኣልባኔስ ናብ ለንደን ከይዳ ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ንግስቲ ኤልዛቤጥ ክትሳተፍ ዕድመ ቀሪቡላ ኣሎ። ነዚ ኣመልኪትና ምስኣ ዝገበርናዮ ዕላል ቀሪቡ ኣሎ።
Share