Mental health a major cost of racism (AAP) Source: AAPሓድሽ ጸብጻብ ዓሌታዊ ኣድልዎ ንኣውስትራልያ ኣብ ዓመት ከባቢ 45 ቢልዮን ዶላር የኽስራ: እዚ ከኣ ልዕሊ ምትካኽ ዝዓበየ ወጻኢ/ክሳራ ኣብ መዳይ ጥዕና ይገብሮ ይብል::
ሓድሽ ጸብጻብ ዓሌታዊ ኣድልዎ ንኣውስትራልያ ኣብ ዓመት ከባቢ 45 ቢልዮን ዶላር የኽስራ: እዚ ከኣ ልዕሊ ምትካኽ ዝዓበየ ወጻኢ/ክሳራ ኣብ መዳይ ጥዕና ይገብሮ ይብል::