ናይ ሓባር ረመዳን ኢፍጣር ማሕበረሰብ ኤርትራዊያን ኣብ ኣውስትራሊያ

ማሕበረሰብ ኤርትራዊያን ኣብ ኣውስትራሊያ፡ ናይ ሓባር ኢፍጣር ኣብ ኖርዝ መልበርን መአከቢ ኣዳራሽ ማሕበረሰባት ብዕለት 01 ሚያዝያ 2023 ጌሮም ነይሮም፡ ኣብቲ ቦታ ተረኺብና ተሳተፍቲን ኣወሃድቲ ኣቲ መደብን ብዛዕባ’ቲ ምት እኽኻብ ናይ ሓባር ኢፍጣር ዝሃቡና ጦብላሕታ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ።
Share
SBS World News