Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE starting June 12 2026

ኣዳለውቲ ኢፍጣር ትርጉምን ጥቕምን ናይቲ ምትእኽኻብ ይዛረቡ።

Iftar Ramadan

Abduselam Ata and Aman Ata Source: SBS Tigrinya

ብ ካውንስል ኤርትራዊያን ኣውስትራሊያዊያን ጀበርቲ ዝተዳለወ ናይ ኢፍጣር ስነስርዓት፡ ማሕበረሰብ ኣመንቲ እስልምና፡ ወከልቲ መንግስቲ ቪክቶሪያን ፖሊስን ኣብዝተረኽብሉ ብዕለት 23 መጋቢት 2022 ኣብ ኣዳራሽ ኮሊንግዉድ ታውን ተኻይዱ ኔሩ። ኣብቲ እዋን ካብ ኣዳለውቲ እቲ ስነስርዓት ዝኾኑ ኣቶ ዓብዱሰላም ጣሃን ኢንጂኔር ኣማንን ገሊጾሙልና ኔሮም። ሎሚ ኣውስትራሊያዊያን ኣብ 21 ግንቦት ዝካየድ ምርጫ ፈደራል ዝዳለውሉ እዋን እዩ፡ ኣብቲ ማሕበረሰብ ካብ ፈደራል መንግስቲ ክግበር ዝግብ ኦም ሕቶታት እንታይ ምዃኖም ሓቲትና ኔርና፡

Published

Source: SBS

Share this with family and friends

ብ ካውንስል ኤርትራዊያን ኣውስትራሊያዊያን ጀበርቲ ዝተዳለወ ናይ ኢፍጣር ስነስርዓት፡ ማሕበረሰብ ኣመንቲ እስልምና፡ ወከልቲ መንግስቲ ቪክቶሪያን ፖሊስን ኣብዝተረኽብሉ ብዕለት 23 መጋቢት 2022 ኣብ ኣዳራሽ ኮሊንግዉድ ታውን ተኻይዱ ኔሩ። ኣብቲ እዋን ካብ ኣዳለውቲ እቲ ስነስርዓት ዝኾኑ ኣቶ ዓብዱሰላም ጣሃን ኢንጂኔር ኣማንን ገሊጾሙልና ኔሮም። ሎሚ ኣውስትራሊያዊያን ኣብ 21 ግንቦት ዝካየድ ምርጫ ፈደራል ዝዳለውሉ እዋን እዩ፡ ኣብቲ ማሕበረሰብ ካብ ፈደራል መንግስቲ ክግበር ዝግብ ኦም ሕቶታት እንታይ ምዃኖም ሓቲትና ኔርና፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now