Reconciliation Week is a time for non-Indigenous people to listen and learn about Aboriginal and Torres Strait Islander peoples, communities and cultures. Source: Getty / Jenny Evans
ኣልፍሬድ ካብ ኢንዶነዥያ ዝመጸ ኣውስትራልያዊ ክኸውን ከሎ፡ ክሊንተን ድማ ካብ ግዝኣት ወስተርን ኣውስትራልያ ዝመጸ ኣቦርጅናል እዩ። ኣብ መንጎ ክልቲኦም ዝተፈጥረ ዕርክነት ንኣልፍሬድ ከም ሓደ ካብ ደገ ዝመጸ ኣውስትራልያዊ መንነቱ ዝርድኣሉ ዝነበረ ኣገባብ ቀይሮዎ። Published 29 May 2025 8:30am
By Rachael Knowles, Olivia Di Iorio, Nicola McCaskill
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS
Available in other languages Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ኣልፍሬድ ካብ ኢንዶነዥያ ዝመጸ ኣውስትራልያዊ ክኸውን ከሎ፡ ክሊንተን ድማ ካብ ግዝኣት ወስተርን ኣውስትራልያ ዝመጸ ኣቦርጅናል እዩ። ኣብ መንጎ ክልቲኦም ዝተፈጥረ ዕርክነት ንኣልፍሬድ ከም ሓደ ካብ ደገ ዝመጸ ኣውስትራልያዊ መንነቱ ዝርድኣሉ ዝነበረ ኣገባብ ቀይሮዎ።
እዚ ትሕዝቶ SBS Examines ሃገራዊ ቅነ ዕርቂ (National Reconciliation Week) የኽብር፣ ንተራ ማሕበረሰባት ሓደስቲ መጻእቲ ኣውስትራልያ ኣብ ጉዕዞ ዕርቂ ድማ ይፍትሽ።