SKIP TO MAIN CONTENT

“ብምኽንያት ኩናት ኢትዮ-ኤርትራ ዓመታዊ ኣስታት 10 ሺሕ ደብዳቤታት ናይ ዝጠፍኡ ሰባት ብኽልቲኡ ወገን ይመጻና” ብርሃነ መኮንን ሓ/ጨ/ ቀይሕ መስቀል ትግራይ

Red Cross
Source: Red Cross

ዓልቲ ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሕን 30 ሚያዝያ ወይ 8 መይ ብዓለምለኸ ብርኪ ንመበል 72 ግዘ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 60 ግዘ ተዘኪሩ ውዒሉ፡፡ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ካብ ዝህቦም ብርክት ዝበሉ ሰናይ ተግባራት ሓደ ምርኻብ ዝተጣፍኡ ስድራ ይርከቦ፡፡ ብፍላይ ድሕሪ ኩናት ኢትዮ-ኤርትራ ዓሰርተታት ኣሽሓት ስድራ ብማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣቢሎም ተራኺቦም፡ ይራኸቡ 'ውን ኣለው፡፡ ናይ ሎሚ መደብና ኣብዚ ኣብ ተግባራት ማሕበር ቀይሕ መስቀል ትኹረት ዝገበረ እዩ፡፡

Published

By SBS Tigriinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዓልቲ ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሕን 30 ሚያዝያ ወይ 8 መይ ብዓለምለኸ ብርኪ ንመበል 72 ግዘ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 60 ግዘ ተዘኪሩ ውዒሉ፡፡ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ካብ ዝህቦም ብርክት ዝበሉ ሰናይ ተግባራት ሓደ ምርኻብ ዝተጣፍኡ ስድራ ይርከቦ፡፡ ብፍላይ ድሕሪ ኩናት ኢትዮ-ኤርትራ ዓሰርተታት ኣሽሓት ስድራ ብማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣቢሎም ተራኺቦም፡ ይራኸቡ 'ውን ኣለው፡፡ ናይ ሎሚ መደብና ኣብዚ ኣብ ተግባራት ማሕበር ቀይሕ መስቀል ትኹረት ዝገበረ እዩ፡፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now