Khalil Ali Khalil with Victorian Multicultural Commissioner Viv Nguyen AM Source: Yassin Mussaኣቶ ኸሊል ዓሊ ኸሊል ካብ መራሕቲ ማሕበረሰብ ኤርትራዊያን ኣብ ቪክቶሪያ እዩ። ንሱ ኣብዝተፈላለዩ እዋናት ብፍላይ ምስ ምኽሳት ኮቪድ-19 ንህዝቢ ኣብ ምሕጋዝ ብዝገበሮ ኣበርክቶ ናይዚ ዓመት ተሸላሚ Refugee Advocasy 2021 Award ኮይኑ ኣሎ። ብዛዕባ ዝተዋህቦ ሽልማትን ዝሰርሖም ንጥፈታትን ኣዕሊሉ ኣሎ።
ኣቶ ኸሊል ዓሊ ኸሊል ካብ መራሕቲ ማሕበረሰብ ኤርትራዊያን ኣብ ቪክቶሪያ እዩ። ንሱ ኣብዝተፈላለዩ እዋናት ብፍላይ ምስ ምኽሳት ኮቪድ-19 ንህዝቢ ኣብ ምሕጋዝ ብዝገበሮ ኣበርክቶ ናይዚ ዓመት ተሸላሚ Refugee Advocasy 2021 Award ኮይኑ ኣሎ። ብዛዕባ ዝተዋህቦ ሽልማትን ዝሰርሖም ንጥፈታትን ኣዕሊሉ ኣሎ።