ኣብዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት ቁጽሪ ስደተኛታት ብዕጽፊ ዓብዩ።06:01ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (7.78MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidEthiopian refugees, who fled the Tigray conflict, walk in the Tenedba camp in Mafaza, eastern Sudan on January 8, 2021. Source: Getty Source: Getty Imagesቍጽሪ እቶም ኣብ ዓለም ዝርከቡ ብግዲ እተመዛበሉ ሰባት ፡ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ በጺሑ ኣሎ ፣ ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመት ከኣ ብዕጽፊ ወሲኹ እዩ ። እዚ እቲ ናይ ሕቡራት ሃገራት ዝለዓለ ኣካል ስደተኛታት ኣብቲ ዓመታዊ ጸብጻቡ ዝረኸቦ እዩ ። ጸብጻባት ናይ ረድኤት ትካላት ከምዝሕብርዎ ፡ ኮቪድ ንኣህጉራዊ ዶባት እንተዘይዓጽይዎ እቲ ቁጽሪ ኣዝዩ ዝለዓለ ምኾነ ይብሉ ።Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (7.78MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 21 June 2021 10:54amSource: SBSSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShareቍጽሪ እቶም ኣብ ዓለም ዝርከቡ ብግዲ እተመዛበሉ ሰባት ፡ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ በጺሑ ኣሎ ፣ ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመት ከኣ ብዕጽፊ ወሲኹ እዩ ። እዚ እቲ ናይ ሕቡራት ሃገራት ዝለዓለ ኣካል ስደተኛታት ኣብቲ ዓመታዊ ጸብጻቡ ዝረኸቦ እዩ ። ጸብጻባት ናይ ረድኤት ትካላት ከምዝሕብርዎ ፡ ኮቪድ ንኣህጉራዊ ዶባት እንተዘይዓጽይዎ እቲ ቁጽሪ ኣዝዩ ዝለዓለ ምኾነ ይብሉ ።ShareLatest podcast episodes13:17ተዘክሮ ኣሸንዳ፡ ‘ናይ ወለድና ቀምሽ ተኸዲንና ንፃወት ኔርና’ ወ/ሮ ኣበባ ሓጎስpodcast episode13 minutes 17 seconds51:01ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (20 ነሓሰ 2026)podcast episode51 minutes 1 second09:07ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (20 ነሓሰ 2026)podcast episode9 minutes 7 seconds08:34" መንግስቲ ፌደራል ኣብ ልዕሊ ትግራይ ቅሉዕ ኲናት ወሊዑ'ሎ።" ሓላፊ ቢሮ ጉዳያት ኮምኒኬሽን ትግራይ።podcast episode8 minutes 34 seconds