Hedayat Osyan is the CEO and founder of social enterprise Community Construction. He came to Australia by boat after fleeing the Taliban at only 17-years-old. Credit: Supplied
ኣውስትራሊያ ኣብ ዝሓለፈ ልዕሊ ዕቑድ ዝኸውን ግዜ $13 ቢልዮን ዶላር ኣብ ስግር ባሕሪ ምምስራሕ ጉዳያት'ቶም ተምጽኦም ስደተኛታት ኣውዒላቶ። ክኢላታት ሰብኣዊ መሰላት ግን ዝተሓተ ክሳራ ዘለዎን ዝያዳ ተደናጋጽን ዝኾነ ካልእ ዝተፈልየ ኣገባብ ኣሎ ዝብል እምነት ኣለዎም። Published 7 May 2025 10:30am
By Olivia Di Iorio, Rachael Knowles
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS
Available in other languages Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ኣውስትራሊያ ኣብ ዝሓለፈ ልዕሊ ዕቑድ ዝኸውን ግዜ $13 ቢልዮን ዶላር ኣብ ስግር ባሕሪ ምምስራሕ ጉዳያት'ቶም ተምጽኦም ስደተኛታት ኣውዒላቶ። ክኢላታት ሰብኣዊ መሰላት ግን ዝተሓተ ክሳራ ዘለዎን ዝያዳ ተደናጋጽን ዝኾነ ካልእ ዝተፈልየ ኣገባብ ኣሎ ዝብል እምነት ኣለዎም።