SKIP TO MAIN CONTENT

79.5 ሚሊዮን (ሓደ ካብ 97)ደቂ ሰባት ካብ ገዝኦምን ዓዶምን ተፈናቒሎም ኣለዉ፡ (ጸብጻብ ዉሕሃ)

REFUGEE REPORT
at the Kutupalong refugee camp in Cox's Bazar, Bangladesh. (AP Photo/ Shafiqur Rahman) Source: AP

ብምኽንያት ግጭት፡ ጭቆናን ዓመጽን ብሓይሊ ዝፈናቐሉ ሰባት ኣብዚ እዋን ልዕሊ ሓደ ሚእታዊ (1 ካብ ነፍሲ ወከፍ 97 ደቂ ሰባት) ከምዝበጽሐ ተፈሊጡ። እዚ ብመሰረት ዉዱብ ሕቡራት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ((UNHCR)) ዝቐረበ ጸብጻብ፡ ኣብ መወዳእታ ናይ 2019 ኣስታት 79.5 ሚሊዮን ካብ ገዛኦም ተፈናቒሎም፡ እዚ ኣሃዝ እቲ ትካል ቅድሚ ሕጂ ካብዘረኣዮም እቲ ዝዓበየ ብዝሒ ምዃኑ ተፈሊጡ። ተወሳኺ ስራሕ እንተዘይተሰሪሑ ብግጭታት ዝፍጠር ጥራይ ዘይኮነ ብለውጢ ክሊማውን ቁጽሪ ዝፈናቐሉ ህዝቢ ኣብዝመጽእ ዓመት ካብዚ ከምዝበዝሕ ኣጠንቂቑ ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብምኽንያት ግጭት፡ ጭቆናን ዓመጽን ብሓይሊ ዝፈናቐሉ ሰባት ኣብዚ እዋን ልዕሊ ሓደ ሚእታዊ (1 ካብ ነፍሲ ወከፍ 97 ደቂ ሰባት) ከምዝበጽሐ ተፈሊጡ። እዚ ብመሰረት ዉዱብ ሕቡራት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ((UNHCR)) ዝቐረበ ጸብጻብ፡ ኣብ መወዳእታ ናይ 2019 ኣስታት 79.5 ሚሊዮን ካብ ገዛኦም ተፈናቒሎም፡ እዚ ኣሃዝ እቲ ትካል ቅድሚ ሕጂ ካብዘረኣዮም እቲ ዝዓበየ ብዝሒ ምዃኑ ተፈሊጡ። ተወሳኺ ስራሕ እንተዘይተሰሪሑ ብግጭታት ዝፍጠር ጥራይ ዘይኮነ ብለውጢ ክሊማውን ቁጽሪ ዝፈናቐሉ ህዝቢ ኣብዝመጽእ ዓመት ካብዚ ከምዝበዝሕ ኣጠንቂቑ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now