"ስደተኛ ጸገም ዘይኮነ ነተን ዝስደደለን ዘሎ ሃገራት ጸጋ'ዩ፡ እዚ ኸኣ ባዕልና ከነርእዮ ኣለና።" መም ኣልኣሚን ዓብደላ
Credit: Beyene Weldegiorgis
ብምኽንያት እቲ ካብ 18-24 ሰነ 2023 ዝተዘከረ ቅነ ስደተኛታት፡ ብዛዕባ ዕላትን ብድሆታትን ስደተኛታት ምስ መምህር ኣል ኣሚን ዓብደላ ዝተገብረ ዕላል።
Share
Credit: Beyene Weldegiorgis
SBS World News