"ዓበይቲ ሓይልታት ሱዳን ምስ ተዳኸሙ ን ኣሽቱ ዕጡቓት ጉጅለ ከይቀላቐሉ'ዩ ዘስግእ ዘሎ።" ጋዜጠኛ ብርሃን ጃብር እስማዒል
Credit: Beyene Weldegiorgis
ኣብ ሱዳን ብዝግበር ዘሎ ኲናት ብዙሓት ስደተኛታት ዓቕሎም ጸቢብዎም ናብ ምብራቕ ሱዳን ይግዕዙ ኣለዉ። ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሱዳን'ውን ናብ ዓዶም ክምለሱ ንዝደልዩ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ብዘይ ቅድመ ኩነት ክምለሱ ከምዝሓበረ ጋዜጤኛ 3CR ብርሃን ጃብር እስማዒል ብዛዕባ'ዚን ህልሉው ኩነታት ሱዳንን ኣብሪሁ ኣሎ።
Share