Komos Aba Sereke-Berhan Weldesamuel Source: Suppliedቆሞስ ኣባ ሰረቀ-ብርሃን ወልደሳሙኤል፡ ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስትያን ሓላፊ መምርሒ ትምህርቲን ስልጣናን እዮም። ኣብዚ እዋን ናብ ኣብ መልበርን ትርከብ ቤተ ክርስትያን ደብረጽዮን ቅድስት ማርያም ብግዚያዊነት መጺኦም የገግሉ ኣለዉ። ብምኽንያት በዓል ትንሳኤን ኩነታት ቤተ ክርስትያንን ሕማም ኮሮና ቫይረስን ምሳና ጻንሒት ጌሮም ኣለዉ። ምሉእ ትሕዝቶ ብድምጺ ንምስማዕ ኣብዚ መላግቦ ክፈቱ።
ቆሞስ ኣባ ሰረቀ-ብርሃን ወልደሳሙኤል፡ ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስትያን ሓላፊ መምርሒ ትምህርቲን ስልጣናን እዮም። ኣብዚ እዋን ናብ ኣብ መልበርን ትርከብ ቤተ ክርስትያን ደብረጽዮን ቅድስት ማርያም ብግዚያዊነት መጺኦም የገግሉ ኣለዉ። ብምኽንያት በዓል ትንሳኤን ኩነታት ቤተ ክርስትያንን ሕማም ኮሮና ቫይረስን ምሳና ጻንሒት ጌሮም ኣለዉ። ምሉእ ትሕዝቶ ብድምጺ ንምስማዕ ኣብዚ መላግቦ ክፈቱ።