Source: PEN Eritrea18 መስከረም 2001 ናይ ኤርትራዊያን ናይ ብሕቲ ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም፡ ንዝሓለፈ 19 ብዘይፍርዲን ሕጊን ሃለዋቶም ከምዝጠፍእ ተጌሩ። ኣብቲ ፈለማ ማእሰርቶም ን ኣስታት 6 ኣዋርሕ ኣብ ኣስመራ ቀዳማይ መደበር ፖሊስ ተኣሲሮም ኣብዝነበርሉ፡ ከማል ዓሊ ምስኦም ተኣሲሩ ድሕሪ ምጽናሕ፡ እቶም ጋዜጠኛታት ምሕሳም ኣድማ ከምዝጀመሩ፡ ንዓለም ኣቃልሓልና ብዝሃብዎ ሓደራ፡ ከማል ካብ ቤት ማእሰርቲ ምስወጸ፡ እቶም ጋዜጠኛታት ምሕሳም ኣድማ ከምዝጀመሩ ንመላእ ዓለም ከምዝቃላሕ ጌሩ። ጻዊዒቶም ከምዝተቓልሐ ድማ ምልክት ሰደደሎም’ሞ እቲ ምሕሳም መግቢ ቀጺሎሞ። ብድሕርዚ እቶም እሱራት ናብ ዘይፍለጥ ቦታ ከምዝስወሩ ተገብረ። ከማል ግና ነዚ ምግባሩ ክሳብ ሎሚ ድቃስ ከምዝኸልኦ ኣብዚ ቃለ መሕትት ገሊጹ ኣሎ።
18 መስከረም 2001 ናይ ኤርትራዊያን ናይ ብሕቲ ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም፡ ንዝሓለፈ 19 ብዘይፍርዲን ሕጊን ሃለዋቶም ከምዝጠፍእ ተጌሩ። ኣብቲ ፈለማ ማእሰርቶም ን ኣስታት 6 ኣዋርሕ ኣብ ኣስመራ ቀዳማይ መደበር ፖሊስ ተኣሲሮም ኣብዝነበርሉ፡ ከማል ዓሊ ምስኦም ተኣሲሩ ድሕሪ ምጽናሕ፡ እቶም ጋዜጠኛታት ምሕሳም ኣድማ ከምዝጀመሩ፡ ንዓለም ኣቃልሓልና ብዝሃብዎ ሓደራ፡ ከማል ካብ ቤት ማእሰርቲ ምስወጸ፡ እቶም ጋዜጠኛታት ምሕሳም ኣድማ ከምዝጀመሩ ንመላእ ዓለም ከምዝቃላሕ ጌሩ። ጻዊዒቶም ከምዝተቓልሐ ድማ ምልክት ሰደደሎም’ሞ እቲ ምሕሳም መግቢ ቀጺሎሞ። ብድሕርዚ እቶም እሱራት ናብ ዘይፍለጥ ቦታ ከምዝስወሩ ተገብረ። ከማል ግና ነዚ ምግባሩ ክሳብ ሎሚ ድቃስ ከምዝኸልኦ ኣብዚ ቃለ መሕትት ገሊጹ ኣሎ።