ጻውዒት ንትንሳኤ ኤርትራ ዝብል ናይ ሰላምን ፍትሕን ዕርቅን ጻዊዒት ብ ኣብ ብዙሕ ሃገራት ዓለም ዝነብሩ ኤርትራዊያን ቀሪቡ ኣሎ። ነዚ ዝምልከትኣባላት ናይቲ ምት እኽኻብ ዝኾኑ ወ/ሮ ሳባ ተስፋዮሃንስን ኣቶ ከማል ዓሊን ብዛዕባቲ ጉዳይ ምስ ሬድዮ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ዘትዮም ኣለዉ።
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

