SKIP TO MAIN CONTENT

ቀንዲ ቀንዲ ዜናታት ካብ ኢትዮጵያ፡

Report
Source: SBS Tigrinya

ዉዱባት ኢህወደግ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ንምሻም ይሸባሸቡ ኣለዉ። ኣምባሳደር ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ኣዋጅ ህጹጽ ኩነታት ኢትዮጵያ ዝሃቦ መግለጺ፡ መብርሂ ክህበሉ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሓቲቱ። ኣብ መፋርቕ ናይ ስራሕ ዓመት፣ ኢትዮጵያ ካብ ሓገዝን ልቓሕን ልዕሊ 89 ቢሊዮን ብር ከምዝረኸበት መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዉዱባት ኢህወደግ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ንምሻም ይሸባሸቡ ኣለዉ። ኣምባሳደር ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ኣዋጅ ህጹጽ ኩነታት ኢትዮጵያ ዝሃቦ መግለጺ፡ መብርሂ ክህበሉ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሓቲቱ። ኣብ መፋርቕ ናይ ስራሕ ዓመት፣ ኢትዮጵያ ካብ ሓገዝን ልቓሕን ልዕሊ 89 ቢሊዮን ብር ከምዝረኸበት መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now