Source: SMediasእቲ ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝነቐሉ ተዓዘብቲን ጋዜጠኛታት ናብ ትግራይ ከይከዱ ዝተኸልከልሉ፡ ኣብ ትግራይ ዝነጥፍ ሲቪል ማሕበረሰ ሰብ ሕድሪ ተዓዛቢ ከይከውን ዝተኣገደሉ ዝተኻየደ መረጻ ኣብ መብዛሕት ኡ ከባቢታት ሰላማዊ ከምዝነበረ፡ ኣብቲ ምስ ክልል ኣምሓራ ዘዳውብ ግና ተዂሲ ምስማዑ ተገሊጹ። ዝርዝር ጸብጻብ መረጻ ክልል ትግራይ ካብቲ ከባቢ ተላኢኹ ኣሎ ኣብዚ ቀሪቡ ይርከብ።
እቲ ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝነቐሉ ተዓዘብቲን ጋዜጠኛታት ናብ ትግራይ ከይከዱ ዝተኸልከልሉ፡ ኣብ ትግራይ ዝነጥፍ ሲቪል ማሕበረሰ ሰብ ሕድሪ ተዓዛቢ ከይከውን ዝተኣገደሉ ዝተኻየደ መረጻ ኣብ መብዛሕት ኡ ከባቢታት ሰላማዊ ከምዝነበረ፡ ኣብቲ ምስ ክልል ኣምሓራ ዘዳውብ ግና ተዂሲ ምስማዑ ተገሊጹ። ዝርዝር ጸብጻብ መረጻ ክልል ትግራይ ካብቲ ከባቢ ተላኢኹ ኣሎ ኣብዚ ቀሪቡ ይርከብ።