ኣብ 01 ሰነ 2020 ኣብ ከተማ ታውንስቪል: ኣውስትራልያ ኣብ መገዲ ዝተፈጸመ ሓደጋ። በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ኣርባዕተ መንእሰያት ሞይቶም ። (Photo by Ian Hitchcock/Getty Images) Credit: Ian Hitchcock/Getty Imagesኣብ ኣውስትራልያ ቝጽሪ ሓደጋ ብተሽከርከርቲ እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ ፣ እታ ሃገር መጠን ብሓደጋ ተሽከርከርቲ ዝስዕብ ሞት ኣብ 2030 ብፍርቂ ከተጉድሎ ዝነበራ ሸቶኣ ትበጽሖ ከም ዘየላ ሓድሽ መጠንቀቕታ ይውሃብ ኣሎ ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ልዕሊ1300 ሰባት ኣብ ጽርግያታት ኣውስትራልያ ተቐቲሎም እዮም ፣ ኣብ መጀመርታ ኣዋርሕ ናይ 2026 እውን ብዙሕ ምምሕያሽ ኣየርኣየን ። ብሰንኪ ሓደጋ ማኪና መዓልታዊ ስድራ ቤታት ኣብ ስቓይ እናነብራ ስለ ዝኸዳ ፡ መራሕቲ ኢንዱስትሪን ተጣበቕቲን ፡ ኣብ ጠባያት ዘወርትን ውሑስ ቅድታት ጽርግያን ንኽህሉ ፡ ህጹጽ ስጕምቲ ክውሰድ ይጽውዑ ኣለዉ ።
Published
By Essam Al-Ghalib
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብ ኣውስትራልያ ቝጽሪ ሓደጋ ብተሽከርከርቲ እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ ፣ እታ ሃገር መጠን ብሓደጋ ተሽከርከርቲ ዝስዕብ ሞት ኣብ 2030 ብፍርቂ ከተጉድሎ ዝነበራ ሸቶኣ ትበጽሖ ከም ዘየላ ሓድሽ መጠንቀቕታ ይውሃብ ኣሎ ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ልዕሊ1300 ሰባት ኣብ ጽርግያታት ኣውስትራልያ ተቐቲሎም እዮም ፣ ኣብ መጀመርታ ኣዋርሕ ናይ 2026 እውን ብዙሕ ምምሕያሽ ኣየርኣየን ። ብሰንኪ ሓደጋ ማኪና መዓልታዊ ስድራ ቤታት ኣብ ስቓይ እናነብራ ስለ ዝኸዳ ፡ መራሕቲ ኢንዱስትሪን ተጣበቕቲን ፡ ኣብ ጠባያት ዘወርትን ውሑስ ቅድታት ጽርግያን ንኽህሉ ፡ ህጹጽ ስጕምቲ ክውሰድ ይጽውዑ ኣለዉ ።
Check out our podcast collection here