Rumana Berhanu"ኣብ ሲና ዝተሸጡ ኣሕዋተይ ከም ዮሴፍ ክነግሱለይ ኢየዝደሊ።" ኢላ ትገጥመሎም....ንሰላም ፡ ኣብ ጎደናታት መንዲላ ኣውዲቓ እትልምን.... ኣዋርቕ ቢሻ ስልማት ኣዴታታ ክኾነላ ብግጥማ እትምነ.... ኣብ ቅድሚ ዓይና ኣብ ኩናት ዝወደቑ ኣብ ዝኽራ እትቕነየሎም......ቁንቁኛ ሃይማኖት ኣብ ፍቕሪ ትርጉም እትስእነሉ..... ጫውጫውታ ዓለም ንጸሎታ ከይዓግቶ እትጭነቕ.... ገጣሚት ሩማና ብርሃኑ መሓመድ ኑር ምስ ራዲዮ ኤስ ቢ ኤስ ዝገበረቶ ዕላል።
"ኣብ ሲና ዝተሸጡ ኣሕዋተይ ከም ዮሴፍ ክነግሱለይ ኢየዝደሊ።" ኢላ ትገጥመሎም....ንሰላም ፡ ኣብ ጎደናታት መንዲላ ኣውዲቓ እትልምን.... ኣዋርቕ ቢሻ ስልማት ኣዴታታ ክኾነላ ብግጥማ እትምነ.... ኣብ ቅድሚ ዓይና ኣብ ኩናት ዝወደቑ ኣብ ዝኽራ እትቕነየሎም......ቁንቁኛ ሃይማኖት ኣብ ፍቕሪ ትርጉም እትስእነሉ..... ጫውጫውታ ዓለም ንጸሎታ ከይዓግቶ እትጭነቕ.... ገጣሚት ሩማና ብርሃኑ መሓመድ ኑር ምስ ራዲዮ ኤስ ቢ ኤስ ዝገበረቶ ዕላል።