ሓደ ናይ ገጠር ጉጅለ ተጣባቒ መሰል ስደተኛታት ኣብ ገጠራዊ ማሕበረሰባት ዝያዳ ቁጽሪ ስደተኛታት ንምቕባል እናዛየደ ዝኸደ ደገፍ ከምዘሎ ገሊጹ። እዚ ጉጅለ ሓደ ካብ ሽዱሽተ ተጣበቕቲ ማሕበራት ኮይኑ ንመንግስቲ ኣውስትራልያ እቶም ናብ’ዚ ዓዲ ዘምጽኦም ስደተኛታት ክውስኾም ይጽውዕ።
Share

Published
By SBS Tigriinya
Source: SBS
Share this with family and friends

